ረቡዕ 11 ታሕሳስ ኣብ ኣንካራ ብመንጎኝነት ፕረዚደንት ቱርኪየ ረጂብ ጠዪብ ኤርዶዋን ኣብ ዝተሸመገለ ዘተ፡ መራሕቲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ፍልላይቶም ንምኽታምን ተሰማሚዖም። ንኣስታት ሓደ ዓመት ዝኸደ፡ ...
Israeli tanks continued to move inside the buffer zone separating the occupied Golan Heights with Syria on Wednesday. Israel ...
ዶናልድ ትራምፕ ጉጅለ ባሻር ኣል -ኣሳድ ካብ ስልጣኖም ድሕሪ ምብራሮም ኣብ ሶሪያ ኢዶም ከም ዘየእትዉ ምልክት ይህቡ ኣለዉ። እንተኾነ ግን እቶም ምሩፅ-ፕረዚደንት ሸቶታት ኣሜሪካ ምስ ንእስራኤል ...
እተን ብበዓል-መዚ ሲቪካዊ ኣገልግሎት ኢትዮጵያ ተኣጊደን ዝጸንሓ ትካላት ማእከል ገስጋግ ንሰብኣዊ መሰላት ደሞክራሲን (CARD)፡ ማሕበር ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ (AHRE) ከምኡ’ውን ጠበቓታት ...
ቤተ-ጥበብ ምንያ፡ ፈለማኡ ኣብ ዝጀመረሉ፡ ህጻናት ካብ ሰግለለት ኲናት ወጺኦም፡ ንምስኣልን ምዝንጋዕን ባይታ ንምፍጣር’ዩ ዓሊሙ። ድሒሩ’ውን ምስ መሻርኽቲ ኣካላት’ውን ብምትሕብባር መደባቱ የዕብዩ፡ ...
ዓለምለኸ ኮሚተ ህይወት ኣድሕን ሎሚ ረቡዕ ኣብ ዘውጽኦ ሓድሽ ጸብጻብ ኣብ ሱዳን ዝረኣ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ዝኸፍኣ ኮይኑ ምምዝጋቡ ሓቢሩ። እቲ ኣብ ኒውዮርክ ዝመደበሩ ትካል፡ ሱዳን 10 ሚእታዊት ...
ቤተ መንግስቲ ክረምሊን ሎሚ ረቡዕ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ንህጹጽ ምርግጋእ ሶርያ ብምጽዋዕ፡ እስራኤል ኣብ ሶርያ ተካዪዶ ዘላ ደብዳብ’ውን ኮኒኑ። ሩስያ ኣብ መግለጺኣ እቲ ኣብ ዩክሬን ተካይዶ ...
ቐጠር ኣብ ደማስቆስ ኤምባሲ ክትከፍትን ምስ ሓድሽ ምምሕዳር ሶርያ ዝምድና ከተሐይል ምምዳባን ሎሚ ረቡዕ ብመንገዲ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣቢላ ኣብ ዘውጽአቶ መግለጺ ሓቢራ። እቲ ተበግሶ ...
ኣብ መንጎ ዞባዊ ምምሕዳር ጁባላንድን ፈደራል መንግስቲ ሶማልያን ንሰሙናት ክኸይድ ዝጸንሐ ምትፍናን ኣብ መወዳእታኡ ናብ ውግእ ኣምሪሑ ኣሎ። ንምጅማር'ቲ ውግእ ክልቲኦም ወገናት ንሓድሕዶም ይካስሱ ...
ሰንበት 08 ታሕሳስ ኣብዚ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ከባቢ ሓወልቲ፡ ንመበል 12 ዓመት ማእሰርቲ ሲሃም ዓሊ ዓብዱ ንምዝካር ተሓላቒት ሰብኣዊ መሰላት ቫኔሳ ጸሃየ፡ ናይ ፖስተር ዝኽሪ ኣካዪዳ ነይራ። ወላዲ ...